Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ድርድር እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝ ትገብር – ማይክ ፖምፔዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ድርድር ኣሜሪካ እተን ተደራደርቲ ሃገራት ባዕለን መፍትሒ ንኸቕምጣ ጥራሕ ሓገዝዝ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ማይክ ፖምፔዮ ገሊፆም። ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ…

ድሕሪ ለውጢ ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሮም ዝተኣሰሩ ውልቀ ሰባት ፖለቲካ ምህዳር ንምስፋሕ ጉዳዮም ብኣግባቡ ተራእዪ ንኽቕልቀቑ ኣንፈት ተቐሚጡ ኣሎ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድሕሪ ለውጢ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብገበን ተጠርጢሮም ዝተኣሰሩ ውልቀ ሰባት ፖለቲካ ምህዳር ንምስፋሕ ጉዳዮም ብኣግባቡ ተራእዩ ንኽቕልቀቑ ኣንፈት ምቕማጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ኣባላት…

6 ፓርቲታት ምስክር ወረቐት ምዝገባን መረጋገፂ ሕጋዊ ሰውነትን ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንሹዱሽተ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን መረጋገፂ ሕጋዊ ሰውነትን ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ • ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ህብር ኢትዮጵያ • ፓርቲ መላእ ህዝቢታት ኣምሓራ •…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ዝርገሐ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር መሳርሒታት ኲናት ንምዕጋት ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ንምዝርጋሕ ተስማዕሚዐን። 27 ኣባል ሃገራት ኣብ መርህታት እቲ ሓዱሽ ሜላ ቁፅፅር ኣብ ስምምዕነት ዝበፅሓ እንትኾና፥ ብፅሑፍ…

ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጦር ምድሪ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጥ ጀሚሩ። ንኣርባዕተ መዓልቲታት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ዝካየድ ጉባኤ፥ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እናተሳተፉ ይርከቡ። እቶም ወታደራዊ ኣዘዝቲ ኣብ…

በዓል 11 ለካቲት ሓዱሽ ናይ ቃልሲ ምዕራፍ ንምጅማር ቃልና ነሐድሰሉ ኢዩ – ዶ/ር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ሕሉፍ ቃልሲ ንምዝካር ጥራሕ እነኽብሮ እንተይኮነስ ሓዱሽ ናይ ቃልሲ ምዕራፍ ንምጅማር ቃልና እንሕድሰሉ ከምዝኾነ ምምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።   መበል 45 ዓመት…

ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ንምሕጋዝ ኣሜሪካ ልዑል መዋእለ ንዋይ ፈሰስ ከምትገብር ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣፍሊጦም። ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ…

ሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፒዮ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ከምዝበሉዎ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ…

ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዶክተር ፋንታ ማንደፍሮ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤኡ እናሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ላቀ…

ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ነቲ ጉባኤ ብመደረ ዝኸፈተኦ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፥ እቲ ጨፌ ትልሚን በጀትን ዓመተ 2012 ኣፅዲቑ ናብ ስራሕ ምስ ኣተወ ኣብቲ ክልል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ…