ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና እውን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ንኢትዮጵያ ጉዳይ ልምዓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጉዳይ ህልውና ኢዩ ክብሉ ኣባል ጉጅለ ድርድር ኣባይ ገሊፆም።
እቶም ኣብ ጉዳይ ኣባይ ብዙሕ ምርምርን መፅናዕትን ዘካየዱን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣባል ጉጅለ ልኡኽ…