Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1073 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብጃክ ማ ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ካልኣይ ዙር ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምክፍፋሉ ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንካልኣይ ዙር ንሃገራት ኣፍሪካ ዝተወፈዩ ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ኣከፋፊሉ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝለኣኾ…

ቀ/ሚ ኣቢይን ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሕብረተሰብ ደም ብምልጋስ ህይወት ደቂ ሰባት ንኸድሕን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን፥ ሚኒስቴር ጥዕናን ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ኢትዮጵያን ዘቕረቡዎ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዲሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ እሲያን ሃገራት ፓስፊክን ንኢትዮጵያ ምስ ዝወከሉ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣካይዶም። እቶም ሚኒስትር፥ ብብርኪ ዓለም…

ዓለም ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ልዑል ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዋ ኣሎ – ውድብ ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ካብ 135 ክሳብ 250 ሚሊየን ሰባት ናይ ጥምየት ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ሓላፊ ፕግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይም፥ ብጥምየት ምኽንያት ክፍጠር ዝኽእል ልዑል ቅልውላው…

ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ምሕላፉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ተፈራ ሞላ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፀገም ትማሊ ካብ ሰዓት ሸሞንተ…

ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ብዘይስሩዕ መገዲ ዘኣትዉ ዜጋታት፥ ግቡእ ዝኾነ ቅድመ ምርመራ እንተይተገበረሎምን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን)…

ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ስራሕ ጀሚሮም-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ  ቫይረስኮሮና ግልጋሎት ምሃብ ምጅማሮም ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ብድምር ቁፅሪ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪታት ቫይረስኮሮና 20 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ሓሙሽተ…

ዩኒቨርሲቲ ራያ ንመዋሰንቲ ወረዳታት ክልል ዓፋርን ኣምሓራን ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ራያ ንመዋሰንቲ ወረዳታት ክልል ዓፋር (ያለውን መጋልን) ከምኡ እውን ክልል ኣምሓራ (ዋግህምራ፣ ሰሜን ወሎን ደቡባዊ ምብራቕን) ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚልየን ወፃኢ ብምግባር ንመከላከሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ሓገዝ 200 ሸሕ ሳሙናታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሺንዞ ኣቤ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብ”ቴሌፎን” ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኮቪድ 19 ዘስዕቦ ምንጋዕ ኢኮኖሚን ውሕስነት ምግብን ሓቢርካ ኣብ ምክልኻል ዘድሃበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር…