ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ኣይተረኸበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 965 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ከምዘይተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ በቲ ዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ…