ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀ ክኸውን ይግባእ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሓዱሽ ኣወዳድባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ስግግር ግልፅነት ዘረጋገፀን መሰል ሰራሕተኛታቱ ኣብ ግምት ዘእተወን ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣተሓሳሲቦም።
ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው፥ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…