“መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” እንትንብል ኩሉ ነገር ብመንፅር ልምዓት ክኸውን ኣለዎ-ዶክተር ኣትንኩት
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።
ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዶክተር ኣትንኩት መዝገቡ፥ መንእሰይ ትግራይ…