ኣብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃያ ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አዳብ ኩለን ክልላት ዘለዋ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ንሰራሕተኛታተን ሙሉእ መሃየኦም ንክኸፍላ ዘገድድ ውሳነ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…