ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ለጊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወለድቲ ወረዳ ኢሮብ ጣብያ እንዳልገዳ ዝኾኑ ነበርቲ ሃገረ እስራኤል ብር 1 ሚልየን ዝተገዝአት ኣምቡላንስ ሓገዝ ከም ዝገበሩ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ዞባ ምብራቕ ትግራይ ገሊፁ።
እታ ኣምቡላንስ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል…