ኮሮናቫይረስ ብዝሒ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 1 ሚልየን ይፅጋዕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ እቲ ልዕሊ 939 ሽሕ በፂሑ ዘሎ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሒደት መዓልታት ናብ 1 ሚልየን ክኣቱ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ስለዝኾነ ናህሪ ዝርገሐ እቲ ሕማም ንውድብ ጥዕና ዓለም ኣጨኒቑዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 559 ተወሰኽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 559 ተወሰኽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቶም ይቕሬታ ዝተገበረሎም ተሃነፅቲ ኣብ ጣብያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኮቪድ-19 ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ይላባዕ ኣሎ” ዝበሉ እቶም ፓርቲታት፥ እቲ ለበዳ ንህዝቢ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ጉዕዞ…
ኮሮናቫይረስ መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ብዕሊ ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ነቲ ስነስርዓት ዘጀመሩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፥ እቲ መመርመሪ…
ኮሮናቫይረስ መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን ክኸብዶ ኣይኽእል- ዶከተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2020 0 መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን(ንምትራፍ) ክኸብዶ ኣይኽእል፣ ኣይግባእን እውን ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶከተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ መሳርሒታት ሕክምና ናብ ኣሜሪካ ልኢኻ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ኣሜሪካ እናተባርዐ ዝርከብ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዛ መሳርሒታት ሕክምና ዝሓዘት ኣውሮፕላን ናብታ ሃገር ልኢኻ። ሩሲያ እቶም መሳርሒታት ክትልእኽ ዝኸኣለት፥ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ። ናይቶም ዝተረፉ 15 ሰባት ድማ ኣብ ከይዲ ምርመራ ከም ዝርከብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ሓዊሱ ካልኦት መንፈሳዊ ኣገልግሎታት ካብፅባሕ ጀሚሩ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና…