ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት 2 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከሉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መፃኢ ሰንበት ኣብ ሓደ መዓልቲ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ፥ ኣብ ዝቕፅል ሰንበት ካብ ኑጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ሓደ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ክልተኣዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ነቢያት ጌታቸው ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተፀዋዒ ሕብረት ኣፍሪካን ዝኾኑ ኤልሃምዲ ሳላሕ ተዛቲዮም።…
ኮሮናቫይረስ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ሲዲሲ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ሃገራት ኣፍሪካ ከጋጥመን ዝኽእል ሕፅረት መከላኸሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣይህሉን – ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ዘየሳትፍ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ከምዘይህሊ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ “ኣነ ብወገነይ ይኹን ብፓርቲ ብልፅግና…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 653 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 503 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 653 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 11 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩክን ግምታዊ ዋገኦም ብር 34 ሚሊየን ዝኾኑ ኣቑሑት ንተመዛበልቲ ብሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ ኣብ ሓደሓደ ከባቢታት ብዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ዘተኣኻኽብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮከስ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩ ኤስ ኣይ ዲ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ልዕሊ ብር 2 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኣይ ዲ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝሕግዙ ብር 2 ሚሊየን፣ 626 ሺሕን 780 ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። እቲ ትካል ዝለገሶም ኣቑሑት፥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ)፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብፂ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ዝኾነ ይኹን ጉድኣት ከምዘየብፀሓለ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ማይ እታ ሃገር መሓመድ ኣልሰበይሂ ተዛሪቦም። እቶም ኣቐባሊ ቓል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ግብፂ ክዙን ቃላይ ናስር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም። ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት ዓመተ 2013 እቲ ክልል ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ብር 90 ቢሊየን ኮይኑ ዝቐረበሉ በጀት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ዓመተ 2013 ኣፅዲቑ። እቲ ጨፌ 5ይ ዓመት፣ 5ይ ዘበን ስራሕ፣ መበል 12 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ኣዳማ ንኽልተ መዓልቲ ከሳልጥ ፀኒሑ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼቡኡ ድማ…