ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 300 ኩባኒያታት ዝተሳተፋሉ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ። እቲ ፎረም ብምትሕብባር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ኮሚቴ ሕውነትን ምትሕብባርን ኢትዮ-ቻይናን ዘሰናደእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ደባርቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 12 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲን ስልጠናን ትራፊክ ኢንስፔክተር ይበልጣል መርሻ፥ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ብተወሳኺ 39…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ተገይሩ- ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምርድዳእ ከምዝተገበረ ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝብን ዓለምለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣንፈታትን ውሳነታትን መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ጠመተ ዝገበረ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ Desta Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፊንላንድ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምዝቕፅል ኣረጋጊፃ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲኒካ ኣንቲላ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፊንላንድ ትምህርቲ ንኩሎም ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድልውቲ ምኳና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኦሊቪያ ሌስሊ ተዛቲየን፡፡…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ዐረታ ሸርፊ ወፃኢ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ጨረታ 27 ባንኪታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ማእኸላይ ዋጋ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንኽትከውን እናሰርሐ ዝርከብ ኮሚቴ ኣንፈት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ስራሕቲ ቅድመ ድርድር እናወገነ ንዝርከብ ኮሚቴ ቴክኒት ኣንፈት ተዋሂቡ፡፤ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ሓምሻይ ናይ መወዳእታ ምድላው ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ብምስታፍ…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ኣርባዕተ ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ ምሰት 5፡15 ቼልሲ ምሽ ሳውዝሃምፕተን ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ምሸት ሰዓት 4፡30 ተመሳሳሊ ሰዓት ካልኦት ፀወታታት ዝካየዱ እንትኾኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጃንግዙ ቻይና አብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራል ቢሮ ንግዲ ግዝኣት ጃንግዙ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡክ ቢዝነስ ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣኻይዶም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስቴር እቶት ኣይናለም ንጉሰ ፣ ብመዓርግ ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ መተሓባበሪ ዘፈር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣሕመዲን መሓመድ…