ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ልምዓትን ሰላምን ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ልምዓትን ሰላምን ህዝቢታት ክልላት ሶማሌን ዓፋርን ተመስሪቱ፡፡ መድረኽ ዘተ ርክብ ሕውነት ህዝቢታት ክልቲኦም ክልላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መድረኩ ሚኒስትር ዴኤታታት ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 65 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንና ዜግነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝበሎም 65 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኣፍሊጡ፡፡ ካብቶም ተጠርጠርቲ ብተወሳኺ ብሓፈሻ ሸውዓተ ኣብ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ‘ኢፋ ቦሩ’ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ለኩ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ 'ኢፋ ቦሩ' ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ሓዊሱ…
Uncategorized ኢትዮጵያን ስዊዲንን ክልቲኣዊ ዝምድና ንምዕባይ ተስማዕሚዔን mizan mekonen Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዲንን ኣብ ልምዓት ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይን ክልቲኣዊ ርክበን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዔን፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዲን ዲያና ጃንሴን ኣምባሳደር ስዊዲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራት ንግዲ ኣብ ምድላው ፖሊሲ ንቑሕ ተሳትፎ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራት ንግዲ በቢ እዋኑ ኣብ ዝወፅእ ፖሊሲ ንግዲ ንቑሕ ተሳትፎ ብምግባር እታዎታት ንኽህቡ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ከም ብሓዱሽ ናይ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ሰላም ንምፅናዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ካብቲ ክልል ሓሊፉ ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ከምዝርከቡ ሓላፊ ቢሮ ፀፅታት ሰሰላምን ሳለኝ ጣሰው ገሊፆም፡፡ እቶም ሓላፊ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ትካል ኣገልግሎት ማርስክ ሎጂስቲክስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካል ኩባኒያ ሎጂስቲክስ ማርስክ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ምስ ሓለፍቲ እቲ ኩባንያ ኣብ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ ባቡር ብምትሕብባር ንምስራሕ…
ስፓርት ኣርጀንቲና ኣርባዕተ ፀወታታት እናተረፋ ናብ ፅዋዕ ዓለም ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ፀወታኣ ዘካየደት ኣርጀንቲና 4 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርጀንቲና ንኽትዕወት ዩሊያን ኣልቫሬዝ፣ ኢንዞ ፈርናንዴዝ፣ ኣሌክሲስ…
ቢዝነስ ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ዘለዋ ምትሕብባር ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ዘሎ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣፍሊጡ። ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ውልቀ ልምዓት ቡን ዘለዋ ተሳትፎ ንምድንፋዕ ምስ ሃገር በቆል ኣፍረይቲ ብምትእስሳር ሞያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ለንደን…