ስፓርት ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሙሉጌታ ከበደ ተፈፂሙ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ሞንጎ ጎበዝ ኣጥቃዕቲ ተፃዋታይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ሙሉጌታ ከበደ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ኣብ ኮልፌ ዝርከብ መካነ መቓብር ሙስሊም ተፈፂሙ። ሎሚ ንጉሆ ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ኣስክሬን ስኒት ድሕሪ ምክያዱ ስድርኡ፣ ኣፍቀርቲ ኩዕሶ እግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተባብዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ኣብዚ ዝበፅሐሉ ብርኪ ንክበፅሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝካየድ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ነዚ ቀጣና ተረባሒ ዝገብር ኢዩ – ቴር ማጆክ (ዶ/ር) Desta Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ትካል መፅናዕቲ ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ጁባ ቶንጊክ ማጆክ (ዶ/ር)፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ለምዓት እዛ ሃገር ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ቀጣና መብራቕ ኣፍሪካ ተረባሒ ዝገብር ኢዩ ኢሎም። ቴር ማጆክ (ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ መበል 25 ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ካብ ሰነ 9 ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ኢቫሉዌሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ኣብ ህንፀት ሓባራዊ ምንነት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ብትኹረት ምስራሕ ትፅቢት ይግበረሎም ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ “ድሕሪ ሓቂ ዘበን ምስ ፍልጠትን ሓቅን”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 242 መንገደኛታት አሳፊራ ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 242 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ለንደን ኣብ ምብራር ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ፡፡ ቦይንግ 787-8 ብዝብል መፍለዩ ዘለዎ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ምዕራብ ህንዲ መዕርፎ ነፈርቲ አሕመዳባድ ካብ መሬት ምስተለዓለ ምሕምሻሻ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ450 ሚሊየን ዶላር እናተተግበረ ዝርከብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ከተማታት ሴፍቲኔት ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ድኽነት ናብ ኣፍራይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ-ምሁራን Desta Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመዳርግቲ ኣካላትን ዓለም ለኸ ትካላትን ተቐባልነት ንክረክብ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ ኢሎም ምሁራን። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ምሁራን፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮፕያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…