ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝኽሪ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መበል 129 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ 23 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድኽነት ዝተጎናፀፈቶ ዳግማይ ዓድዋ ምኳኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ድኽነት ዝተጎናፀቶ ዳግማይ ዓድዋ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ እቲ ግድብ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት “ንመበል 129 ዓወት ዓድዋ እንኳዕ ኣብፀሐኩም” ብምባል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣማኻሪ ዘፈር ብሄራዊ ድሕንነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዴኤታ ቀንኣ ያደታ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ክትትልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ወሳኒ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ወሳኒ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ፍርያት መድሓኒት ውሽጢ ዓዲ ምዕባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንክዛዘም ኣብ ዓዉዲ ሚዲያን ኮሚዩኒኬሽን ንዘበርከቶ ዕዙዝ ግደ ካብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂብዎ፡፡ እቲ ኣፍልጦ÷ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 13 ሺሕን 500ን ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 13 ሺሕን 504 ነጥቢ 2 ጊጋ ዋት ኣብ ሰዓት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መካየዲት ስራሕ ቢሮ ትልሚን ዘፈር ኦፕሬሽንን መፈልፈሊ ሓይሊ እቲ ትካል ጥሩወርቅ ሽፈራው÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ዘበናዊ ዱኹዒ ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ተጓዓዒዙ ንኽዛዘም ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክረምቲ ቕድሚ ምእታዉ ዘበናዊ ዱኹዒ ብቕልጡፍ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ ንሓረስቶት ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጠናኪሩ ንኽቕፅል ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ጅቡቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሙን ፌስቲቫል ባህሊ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 16 ፌስቲቫል ባህሊ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ እቲ ፌስቲቫል ባህሊ ንዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታ ከምዝካየድ ሓቢረን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ዲጂታል ምምሕዳርን ጠሚቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ሰነድ ስምምዕነት፤ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብርሃኑ ለማ (ዶ/ር)ን…