ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌደሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሕልፈት ህይወት ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ዝተሰመሎም ሓዘን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ በፅሑፍ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መግለፂ ሓዘን፥ ነበር ፕሬዚዳንት ናሚቢያ ሳም ኑጆማ “ማእኸላይ ኣታዊ ናብ ዘለዋ ሃገር ዘሳገሩ መራሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ሞቃድሾ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ክልቲኦም መንግስታት ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ቅዋም፥ ዑደት ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሶማሊያ ሞቃድሾ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞቃዲሾ እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልቲኣዊን ስትራቴጂካዊን ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስትቲዩት ጉዳይ ወፃኢ ጃፋር በድሩ፥ ክልቲአን ሃገራት ብፈተናታት ዘይብዳህ ርክብ ዘለወን ሃገራት ኢየን ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ግድብ፥ ኢትዮጵያውያን ሓድነት፣ ኣተሓሳስባ ኣይከኣልን ብምስዓር ብተግባር…
ቢዝነስ 59 ሺሕን 968 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ዝኸውን 59 ሺሕን 968 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ይራገፍ ከምዘሎ ተገሊፁ። ነቲ ዘበነ ምህርቲ ካብ ዝኸውን 24 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 632 ሺሕን 965 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ። ክሳብ ወርሒ ሓምለ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ። ኣካያዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ጋሻው፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቶዮ ሶላር ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ሃዋሳ ብ60 ሚሊየን ዶላር ዝተፈላለዩ ሶላር ፓኔላት ንምፍራይ ዝኣተወ ኩባኒያ ቶዮ ሶላር ጃፓን ስራሕቲ ተኸላ ማሽን ብምዝዛም ፈተነ ፍሪያት ምፍራይ ጀሚሩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ጉጅለ ሱፐርቪዥን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ጉጅለ ሱፐርቪዥን በቲ ኢንስቲትዩት ዝማዕበሉ ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዝገምገመ እንትኸውን፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደራት ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Feb 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ኣልቡሲራ ባስኑርንን ኣምባሳደር ካዛኪስታን ባርሊባይ ሳዲኮቭን ኣሰናቢቶም። እቶም ኣምባሳደራት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ንምጥንኻር…