ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕናስ ድኽነት ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ምቕናስ ድኽነትን ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ምጥንኻርን ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ፓነል ተሳሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ወርቃለማሁ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኩለመዳይ ዕድላት ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣርሜኒያ ቫሃን ኮስታኒያን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።…
ቢዝነስ ሪፎርም ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘተባብዕ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ-ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርም ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዘተባብዕ ውፅኢት የመዝግብ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል። ብኣሰናዳእነት ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ጠሚቱ ብዛዕባ ኢትዮጵያ መድረኽ ፓናል ኣብ ከተማ…
ስፓርት ኩለመዳያዊ ፖሊሲ ሓለዋ ኣትሌታት ኣብ ኢትዮጵያ ንኽትግበር እይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ኣትሌታት ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ንምክልኻል “ኩለመዳያዊ ፖሊሲ ሓለዋ ኣትሌታት” ኣብ ኢትዮጵያ ንኽትግበር እናሰርሐ ምዃኑ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ስለሺ ስህን ኣብ ዝሃቡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ይፃወት Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሉ፡፡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ጠሚቱ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት፤ ሚኒስትር ዴኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን(ዶ/ር) ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ሎሚ ምሸት ክቐርብ ኢዩ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ትማሊ ምስ ካብ መልላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘተ ኣካይዶም ኢዮም። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናይ ዝገብርዎም ዘተታት ኣካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ተመራመርቲ ኢኮኖሚ። ተመራማሪ እቲ ዓውዲ ኣቡሌ መሓሪ (ዶ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንግዲ ወፃኢ ከብ ንምባልን ናህሪ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ልዕሊ 23 ሚሊየን ዜጋታት ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ወለንታዊ ኣገልግሎት ክሳተፉ ኢዮም ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት 14 መርሃ ግብሪታት ከምዘለዉ መራሒ ኣፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊን ወለንታዊ መስፋሕፍሒ ኣገልግሎትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ትማሊ ኣብ ስታድዩም ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ሲዳማ ቡናን ወላይታ ዲቻን ናይ መወዳእታ ውድድር ፀዋታ ፅዋዕ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምክያዱ ይዝከር። ክልቲኦም ክለባት ንምድጋፍ ካብ ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶን ከባቢኣን ዝመፁ ብዙሓት ደገፍቲ ዘይምርድዳእ ብምፍጣሪ እቲ ፀወታ ኣብ ዕፁው ስታድዩም ንኽካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቡሬ፣ ቡልቡላን ይርጋለምን ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ሕፅረት ቀረብ ሓይሊ ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ፡፡ ኣማኻሪ ዓውዲ እታወትን መሰረተ ልምዓትን ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ÷ ንኢንዱስትሪታት…