ስፓርት ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ…
ጥዕና ልዕሊ 100 ማእኸላት መወሸቢን መሐኪሚን ኤምፖክስ ተዳልዩ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ልዕሊ 100 ማእኸላት መወሸቢን መሐከሚን ኤምፖክስ ኣዳልየ ኢሉ፡፡ መተሓባበሪ ዳህሳስ ኤምፖክስ ኣብቲ ኢንስቲትዩት ሚኪያስ ኣላዩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፅዎ፤ ኣብ ኩሎም ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ህዳሰ ትርከብ – ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ህዳሰ ትርከብ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ካሺም ሼቲማ ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ከምዝዘተዩ ይፍለጥ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤተ መንግስትን ፓርክ ሓድነትን ተሓቢኦም ዝፀንሑ ቅርሲታት ዝገለፁ እዮም mizan mekonen Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓበይቲ ዓዲ ብሄራዊ ቤተ መንግስትን ፓርክ ሓድነትን ተሓቢኦም ዝፀንሑ ቅርሲታት ኢትዮጵያን መግለፂ መንነትን ብውቁብ ምስሊ ንዓለም ዝገለፁ እዮም ኢሎም፡፡ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ዓሌት ኣብ ፓርክ ሓድነትን ብሄራዊ ቤተ መንግስቲን…
ስፓርት ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡ ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡…
Uncategorized ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ-ብሄራዊ ባንኪ Desta Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣብ ‘ዚ ባጀት ዓመት ናህሪ ዋጋ ናብ 14 ሚኢታዊት ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም። ኣይተ ማሞ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 11 ኣዋረሕ ብሄራዊ ባንኪ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላን፣ ባጀትን ፋይናንስን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕውት ልምዓት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣብነት ኣፍሪካ እዩ – ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ mizan mekonen Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ንመላእ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኾን እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ናይጀርያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ፡፡ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 32 ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት እናመዝገበ ይርከብ” ኣይተ ማሞ ምሕረቱ mizan mekonen Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተማልአ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብኩሎም ርኡይን ትፅቢት ዝግበረሉን ውፅኢት የመዝገቡ ኣለው ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ፡፡ ኣይተ ማሞ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፤ ዝተማልአ ምመሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ 107 ህዝባዊ ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም mizan mekonen Jun 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ዝተሃነፁ 107 ህዝባዊ ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም፡፡ መራሒት ጉጅለ ቢሮ ፅባቐን ሓምለዋይ ልምዓትን ፅርየት መሐለዊ ገዛታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀዳሉ መሰለው ከምዝበልኦ፤…
ስፓርት ሃይደር ሸረፋ ብሉፅ ኸኾብ ታፃዋታይ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ኮይኑ ተመሪፁ mizan mekonen Jun 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ። ን36 ሰሙናት ኣብ 18 ክለባት ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን…