Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜንያ ተዛትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተዛትየን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ ፅሑፍ፤ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ኣርሜኒያ ኣና ሃኮብያን ተራኺብና ብዛዕባ እቶም…

ከንቱ ዙረት ኣሞራታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ብኢኮኖሚ፣ ሰላምን ድሕንነትን፣ ፖለቲካን ማሕበራዊን ዓንዲን መራሒትን ሃገር ኢያ፡፡ ኢትዮጵያ ማእኸል ፅንፀ ሓሳብ ናፅነትን ሓድድነትን ፓን ኣፍሪካኒዝም፣ ዲፕሎማሲያዊት መዲና እታ ኣህጉር ከምኡ እውን ምልክት ኩርዓት…

ዩኒቨርሲቲ አርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፈጠራ ቴክኖሎጂ ዘጎልብት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊት ክፍሊ ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሶፊያ ኣሺፓላ ኢትዮጵያ ዝሓሰበቶ ዩኒቨርሲቲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ/ሰብ ስራሕ ምስትውዓል/ ምጥያሽ እታ ሃገር ማእኸል ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኣፍሪካ ዝገብረር ታሪኻዊ ስጉምቲ ኢዩ ኢለን። ኢትዮጵያ ዘበኑ ዝጠልቦ…

ንኢትዮጵያ ሰላም ምኽላእ ይኹን ሕጋዊን ስትራቴጂካዊን በሪ ባሕሪ ምኽላእ ኣይከኣልን

ውዳበ ፀፅታ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓታት እታ ሃገር  ንምኽባር ዘተኣማምን ዓቕሚ ፈጢሩ ኢዩ፡፡ ምስ ህዝባዊ ሓድነትን ዲፕሎማሲያዊ ቆራፅነትን ተደሚሩ እቲ ኣወዳድባ ሉኣላዊነት፣ ህልውና ኢኮኖሚን ሙሉእ ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ሓይሊ ኮይኑ ተሃኒፁ ኢዩ። ሰራዊት ምክልካልን ትካላት…

ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ትማሊ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 5ይ ዓመት 6ይ ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሽመት ዳያኑ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኦሮሚያ ገዛሊ ኣባሲመል ተሸወምቲ ዳያኑ ናብቲ ጨፌ ኣብ…

ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ምዝታይ ጀሚሮም – ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ዝተመደቡሉ ኣጀንዳ ሎሚ መዓልቲ ምዝታይ ጀሚሮም ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር መሓሙድ ድሪር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ከይዲ…

ልምዓት ኮሪደር እዋኑ ንዝጠልቦ ሜላ ኣነባብራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብዝሐሸ ኩነታት ምሕሳብ፣ ምፍቕልጣፍን ምፍጣርን ዝኽእሉ ዜጋታ እንትህልዉዋ ምዃኑ ይእመን፡፡ ልምዓት ኮሪደር ንፅባቐ ከባቢ ንምፍጣር ጥራሕ ተሓሲቡ ዝስራሕ ዝመስሎ እንተሃሊዩ እዚ ፍፁም ስሕተት ኢዩ፡፡ እቲ ልምዓት ዝወቀበን ንፁህ…

ፓርቲ ብልፅግና ብዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተፈላለዩ ተበግሶታት ብምንዳፍን ናብ ተግባር ብምቕያርን ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

መንበረ ንግስና ካብ ሜሲ ዝተረከበ ያማል!

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰማይ ኒውዮርክ ሓዱሽ ንጉስ ኩዕሾ እግሪ መንበረ ስልጣን ከምዝተረከበ ንዓለም ተኣዊጁ ኣሎ። ናይ መወዳእታ ዳንሲ ሊዮኔል ሜሲን ንምዕዛብ ኣብ ቅድሚ ዝተኣከበ ህዝቢ ዓለም ብሰገናት ዝተመልአት ሃገራዊት ጋንታ ስፔን እቲ ናይ ክብሪ ዘውዲ…

ካብ ዕንክሊል ኲናት ክወፅእ ዘይኽእል ዘይሕዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ህዝቢ ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂን ዕንወትን ወፂኡ ሰላም፣ ልምዓትን ሓድነትን ኣጥቢቑ እናደለየ ኣብ ዝርከበሉ እዋን፣ ህዝቢ ትግራይን መናእሰይን እውን ኣድላይነት ሰላም ብግብሪ እናረጋገፁ ይርከቡ። ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መገዲ ሰላም ብምዕፃውን ፃምእ…