ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዘተ ንካልኦት ሃገራት ኣብነት ዝኸውን ኢዩ – ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ኢዩ ኢሎም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን ድሕንነትን ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዶዬ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሃይለ ቃል ተጀሚሩ ብሓሃይሊ ስጉምቲ ዝዛዘም ባህሊ ፖለቲካ ንመወዳእታ እዋን ከትርፍ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ወናኒት ብዙሕ ታሪኽን ብዙሓት ስልጣነታትን ትኹን እምበር ፖለቲካና ብሓይለ ቃል ተጀሚሩ ብሓይሊ ስጉምቲ ምድምዳሙ ቀንዲ ስብራትና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝሓደረ ቁስሊ ብምዝታይ ዝፍውስ መድረኽ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሓቀኛ ዘተ ኣብ ድሕሪ ዝንገሩ ቃላት ዘለዉ ስምዒታት ምርዳእ፣ ብዕምቆት ምስማዕ ከምኡ ‘ውን ኣብ ሓባራዊ ጉዳይ ተመስሪትካ ምዝርራብ ይሓትት። ዜጋታት ኣብ ጉዳይ ረብሓ ሃገር ብሓባር ክቖሙ ዝኽእሉ ሓሳቦም ዋጋ ከም ዘለዎ ምስ ኣመኑ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እዚ ታሪኻዊ መድረክ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ህዝባ ብዝፍጠር ዘላቒ ምርድዳእን ሓበራዊ ብሄራዊ ያታን ንኽትህነፅ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ሓድነትን ንምፍፃር ወሳኒ ቁልፊ ኢዩ፡፡ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2026 0 ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ሓድነትን ንምፍፃር ወሳኒ ቁልፊ ኢዩ፡፡ ኣብ ሞንጎ ዝተፈላለዩ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ኣመለኻኽታታት ዝፍጠሩ ኣፋላላያት ብጠበንጃ ዘይኮነስ ብምድምማፅን ብልዝብን ዝፍቱሑሉ መገዲ ዘመቻቹ ኢዩ፡፡ እዚ ከይዲ ኢትዮጵያ ብህዝባ ኣብ ምርድዳእ ዝተመስረተት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ዝመር ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብዓወት ንምክያድ ዝተማለአ ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝጅመር ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ብዓወት ንምክያድ ዝተማለአ ምድላው ተገይሩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፡፡ ማርቺንግ ባንድ ምክልኻል ድሮ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ኣደባባያትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ባንኪ ዓለም ኣና ቤርዴ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ቀፃነት ዘለዎ ምንቅስቓስ ሪፎርም ኢትዮጵያን ኣንፈት ትኹረት መንግስቲን ብዝምልከት ነተን ማኔጂንግ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኤኣይ ኣካይድና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኤኣይ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካይድና ኢለን፡፡ “ተስፋ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ጉዕዞ ሓዱሽ ምዕራፍ … Gebremariam Weldegerima Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናት ዝፀንሑ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ክፍተታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣብ ታሪኻ ልዑል ዝኾነ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ እናወገነት ትርከብ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣጀንዳታት እናተኣኻኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሮ ዓብዪ ዓወት ትርከብ ኢትዮጵያ … mizan mekonen Jul 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብሰላማዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳእን ፀገማት ንምፍታሕ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምኽክር ትርከብ። ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ካብ ምእካብ ድምፂ ህዝቢ ናብ ተግባራዊ ፖሊሲን ሃገራዊ ምርድዳእን ለበዋታት ዝሰጋገር ወሳኒ ምዕራፍ በፂሑ…