ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣጋሮ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ጎማ 2 ከተማ ኣጋሮ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ህዝቢ ብእርይ ቁፅር ወፂኡ ድምፂ ምሃቡ ይፍለጥ፡፡ በዚ…
ስፓርት ቶማስ ፓርቴ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ተኻቲቱ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ኣርሰናል ቶማስ ፓርቲ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ክካተት ክኢሉ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2022 ብኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ገበን ፆታዊ መጥቃዕቲ ክሲ ዝቐረቡሉ እቲ ተፃዋታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ስራሕ ፕሮጀክት መሊስካ ምልማዕን ልምዓት ወሰን ሩባን ካብ እንጦጦ ክሳብ ቀጨኔ መድሃኒኣለም ኣጀሚሮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣማኻሪ ፋና 80 ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ሰብ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ፀኒሑ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ኪዳኔ 23 ግንቦት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ኮማንድ ፖስት መረፃ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ናይ ምሃብ ከይዲ ፍፁም ሰላማዊን ዕዉትን ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን መሪፆም፤ ኢትዮጵያ ተዓዊታ! mizan mekonen Jun 2, 2026 0 ኢትዮጵያ ካብ ዜጋታታ ብዝደለይቶ ነገር ኣብ ዝደለየቶ ኩነታትን እትረክብ ሃገር እያ። ሃገሮም ዝሓተቶም ካብ ምሃብ ንድሕሪት ዘይብሉ ዜጋታታ ስለዘለዋ ብልዑል ኮሪዓ። ካብ ዓድዋ ክሳብ ግድብ ህዳሰ፣ ካብ ወገን ንወገን ምርድዳእ ክሳብ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳትፎ ዜጋታታ ሓቲታ፣ ካብቲ ዝደለየቶ ንላዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረዳት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ድፂ ሂባ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ ዝርክብ ጣቢያ መረፃ ብምርካብ ድምፅ ሂባ። እታ ኣትሌት መረፃ በቢሓሙሽተ ዓመት ሓደ ግዘ ዝመፅእ ብምዃኑ ህዝቢ ይሰርሐለይ፣ ይውክለኒ ንዝብሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜግነታዊ መሰሉ ብምጥቃም ድምፁ ይህብ ኣሎ – መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን መሰሎም ብምጥቃም ብፅቡቕ ኩነታት ድምፆም ይህቡ ኣለዉ ኢለን መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በዓል መዚ በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር)፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰዓት ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ታራ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ - ቦርድ መረፃ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ መሃብ ድምፂ ቅድሚ ሰዓት 12 ሰልፊ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተዓዘብቲ ኣብ ዘዋፈርናሎም ጣቢያታት መረፃ 99 ሚኢታዊ ብዘይገደብ መረፃ ተዓዚቦም – ሕብረት ንመረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ ተዓዘብቲ 99 ሚኢታዊ ብዘይምንም ገደብ ናብ ጣቢያታት መውሀቢ ድምፂ ኣቲዮም ክዕዘቡ ከምዝኸኣሉ ሓቢሩ። ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ክሳብ ሰዓት 7 ዘለዉ…