Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 592 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 592 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተኻየዱ 9 ዙር በረራታት ናብ ሃገሮም ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት 34 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ምዃኖም ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን…

ሕብረት ኣፍሪካ ብዛዕባ ድሕንነት ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሕብረት ኤውሮፓን ሕቡራት መንግስታትን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሕብረት ኤውሮፓን ሕቡራት መንግስታትን ብዛዕባ ሰላምን ድሕንነትን ቀይሕ ባሕሪን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ሰለስተኣዊ ዘተ ኣካይዶም። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…

ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን ነጥቢ ተማቒለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 5ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን 1 ማዕረ ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ስታዲየም ክራቨን ኮተጅ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ፉልሃም ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ኣብ ገዛእ ርእሱ ብዘመዝገባ ሸቶ…

ሓምላዋይ ወርቂ፡ ቡን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቡን ንኢትዮጵያውያን መተኣኻኸቢ፣ ፀገማቶም ብዘተ ዝፈትሑሉ ቁልፊ፣ ግዜ ንምርካብ ዝጠቅም ከምኡ እውን ቀንዲ መሰረት ታሪኽ፣ ባህሊ፣ ማሕበራዊ ርክብን ኢኮኖሚን እዩ። ብኢትዮጵያውያን “ቡን ስተዩ” ምባል ከም ልማድ ጥራሕ ዝውሰድ ኣይኮነን፤ ቡን…

ንተለዋዋጢ ዓለም ኣብ ግምት ዘእተወ ዕዉት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ወገን ጥራሕ ከይተወሰነት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ሓይልታት ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብጥበብን ሚዛን ብምሕላውን እናመርሐት ትርከብ። ንሓደ ወገን ዘይወገነ ዲፕሎማሲ ሓንቲ ሃገር ኣብ መንጎ ዓበይቲ ሓይልታት ካብ ዝፍጠር…

ማንቼስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ንተጋጠምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲን ሊቨርፑል ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ሜዳኣ ኢቲሃድ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ማንቼሰተር ሲቲ 5 ን 3 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ልዑል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ሻምፒዮና ጉያ ጎደና 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ኣብ ዝተኻየደ ካልኣይ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉያ ጎደና 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ንኽልተ መዓልታት ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ሻምፒዮና ሎሚ መዓልቲ ዝተዛዘመ ኮይኑ፤ ካብ 86 ሃገራት ዝተውፃእፁኡ ልዕሊ 450 ኣትሌታት…

ንሰራዊት ምክልኻል ኢድና ብምሃብና እፎይታ ረኺብና – ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ዝተገበረሎም ኣቀባብላን ክንክንን ምስ መራሕቲ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዘጋውሑዎ ፕሮፓጋንዳ ኣይራኸብን ኢሎም ንእዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት። እቶም ዕጡቓት ንስልጠና ተሃድሶ ብመንግስቲ ናብ…

ዲጂታል ፋይናንስ – መርአያ ለውጢ ስርዓት ዕድጊት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ስርዓት ትዝርግሕ ኣላ ክበሃል እንተሎ ካብ ምስፋሕ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔትን ቴሌኮምን ዝሓለፈ እዩ። ዕለታዊ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ ሕብረተሰብ እናቐየረን ለውጢ ዲጂታል ስግግር እናተራእየሉን ዝርከብ ሓደ ዓውዲ ድማ ስርዓት ዲጂታል…

“ሲምቦ ፋና” ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ዝበለፀ ፕሮግራም ቴሌቪዥን ጉዕዞ 2018 ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብክፍሊ መዘናግዒ ኣፋን ኦሮሞ ዝዳሎ መደብ “ሲምቦ ፋና” (Simboo Faanaa)፤ ኮሚሽን ቱሪዝም ኦሮሚያ ኣብ ዘዳለዎ ውድድር ዝበለፀ ናይ ጉዕዞ ፕሮግራም ቴሌቪዥን ሐፁይ ኮይኑ። መደብ ቴሌቪዥን “ሲምቦ ፋና” ብዛዕባ…