ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መፍረያይት ሕርሻ ዘደንፍዕ ፖሊሲ ብምትግባር ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ፡፡
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ኣመልኪቱ መግለፂ…