ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ-ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ንሃገሩ ዝነበሮ ፍቕሪን ቅዋምን ዝፀንዐ፣ በቢእዋኑ ዘይቀያየር ዓብዪ ናይ ጥበብ ሰብ ነይሩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ብሕልፈት ህይወት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ…