Fana: At a Speed of Life!

300 ዝኾኑ ዕጡቓት ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ንእዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀረ ሰላም ዝኾነን ዘይሕጋዊን ጉጅለ ህወሓት ንውግእ ዝገብሮ ዘሎ ምድላው ብምቅዋም ምስቲ ጉጅለ ብምዃን ዘይምውጋእ ዝመረፁ ኣስታት 300 ዕጡቓት ጉጅለ ህወሓት ብኣንፈት ተከዘ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ምዕራብ ኢዶም ሂቦም። ዕጡቓት…

ፃዕሪ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ዝገፍዐ ዘይሕጋዊ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንህዝቢ ትግራይ ኩለመዳያ ቅልውላው እናመርሖ ዝርከብ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ካብ ምስረታኡ ጀሚሩ ብዘይ ኲናትን ኣብ ስልጣንን ክነብር ዘይኽእል ፀረ ዴሞክራሲያዊ ጉጅለ እዩ። ሰላም ዘይደሊ ዘይሕጋዊ ህወሓት፤ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ንምብራቕ…

ንከተማታት ዓለም ኣብነት ዝኾነት ከተማ – ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ብትሑት ተቃላዕነት ሓደጋ ዘለዋ፣ ድሕንነታ ዝተሓለወን ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትፃወር እትኽእልን ከተማ ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ እንትትኾን ካብ ዓለም ድማ ካልአይቲ ከተማ ኮይና ተሰሪዓ ኣላ። ጂኦስፓሻል ኩባንያ ኣልፋ ጂኦ ብቐንዱ…

ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 390 ሺሕ 53 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ምንዛሪ ረኺበ ኢሉ። መዓልቲ ስድራቤት ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት እናተኸበረ ይርከብ። ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ኣብ ዝተፈላለዩ…

ልዕሊ 46 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ገንዘብ ብምትላል ገበን ፈፂሙ ካብ ሃገር ዝተሰወረ ተጠርጣሪ ብምትሕብባር ኢንተርፖል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 46 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለወን 12 ናይ BYD Seagull ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ብውክልና ንምሻጥ ምስተረከበ ዝረኸቦ ገንዘብ ንተበዳላይ እንተየረከበ ከቢድ ገበን ምትላል ፈፂሙ ካብ ሃገር ዝተሰወረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ምደባ ዩኒቨርሲቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምደባ ዩኒቨርሲቲ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2018 ዓ.ም ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ከም ዝገለፆ፤ ተምሃሮ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ነዚ ዕላማ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ኦንላይን ስርዓት ብምጥቃም ክሪኡ ከምዝኽእሉ ኣመልኪቱ። ዝተመደቡሉ…

ኣብ ኣከተማ ዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልን ተማሃሮ ትምህርቲ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባባ ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2019 ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚልየን ተማሃሮ ትምህርቶም ጀሚሮም ኢሉ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ። እቲ ቢሮ ንፋና ዲጂታል ከም ዝገለፆ፤ ንኣቢያተ ትምህርቲ ምቹው ናይ ምግባርን እታወታት…

ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘለዎ ሕቶ ህልውና እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውናን በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘላቒ ዕቤት ኢኮኖሚ ንምፍጣር ዝሕግዝ ጥንኩር መሰረት ዘለዎ ሕቶ ህልውና እዩ ኢሎም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣብዱልበር ሸምሱ። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ከምዝበሉዎ፤ ስእነት…

ጉባኤ ብሪክስ ኢትዮጵያ ኣብ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ዓወት ዝረኸበትሉ መድረኽ እዩ – ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ዝተኻየደ መበል 18 ጉባኤ ብሪክስ ኢትዮጵያ ኣብ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ዓወት ዝረኸበትሉ መድረኽ እዩ ኢሎም ምሁራት ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን። ኣብ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ተመራማሪ ጉዳያት በዓል ብዙሕ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር መሰረተ ኢነርጂ እዩ – መፅሄት ታይም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መፅሄት ታይም ኣብ ዝፀሓፎ ሰፊሕ ትንታነ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ልእኽቶኡ ንምዕዋት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ከም መሰረታዊ ማእኸል ኢነርጂ ብምዃን ልዑል ኣበርክቶ ከም ዝህልዎ ኣመልኪቱ። እቲ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዝኾነ…