Fana: At a Speed of Life!

ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊክ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ልደት ናይ ኩሉ መሰረት…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ልደት እየሱስ ክርስቶስ እነኽብሮ ዝተነገረ ቃል ተስፋ…

ኣብ ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብደላሎ ተታሊሎም ናብ ሃገራት ወፃኢ ንምኻድ ዝተኣከቡ ሰባት ዝፀዓነ ተስሓቢ መኪና ኣብ…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኲዊንስ ሱፐርማርኬት ፈላማይ ዓለም ለኸ ግዙፍ ንግዲ ችርቻሩ ኣፋሊጡ። ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ዝኾነ ካርፎር ብምዃን ኣብ ምዕባለ ዓውዲ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዑል ለውጢ ዝፈጥር…

ሚድሮክ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ሚድሮክ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዓለም ለኸ ዓብዪ ናይ ችርቻሮ ንግዲ ኣፋሊጡ፡፡ ኩዊንስ ሱፐርማርኬት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ንግዲ ችርቻሮ ካርፎር ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ዘበናዊ ዕቤት ዘፈር ነግዲ…

ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡ ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ…

ቦርድ መረፃ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሐፁያት ስርዓት ምዝገባ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ምዝገባ ኣጀሚሩ። ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ዲጂታል ናይ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ምዝገባ ናብ ስራሕ ንምእታው ልዕሊ ሓደ…

ትካል ቄራታት ንበዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ንማሕረዲ ተሰናዲአን ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል በዓል ልደት ልዕሊ 5 ሺሕ እንስሳት ኣገልግሎት ማሕረዲ ንመሃብ ምድላው ተዛዚሙ ኣሎ ኢሉ ኣዲስ ኣበባ ትካል ቄራታት፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙልነህ ደሳለኝ ከምዝበሉዎ÷ ንበዓል ልደት ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ቄራን ጨንፈር…

ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡ ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኦማን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሼክ ካሊፋ ቢን ኣሊ ኣል ሃርቲን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኦማንን ዘሎ ዝፀንሐ ርክብን ሓበራዊ…