Fana: At a Speed of Life!

ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስምዒትን ጫፍ ዝሓዘ ዝንባለን ብምዕቃብ ሓድነትና ብምጥንኻር ካብ ኩልና ንኹልና ዝኾነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ…

ጥንክርቲን ዝተሓፈረን ህብረ ብሄራዊት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ሓበራዊ ወሰንቲ ጉዳያት ምርድዳእ ይግባእ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 229 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓድነት ዝግለፀላ እተደንቕ ምድረሪ ኢያ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡…

መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዓወት ብምኽባር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ብዓወት ብምኽባር ከምዝተዛዘመ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊት ቢሮ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል ሰናይት ሰለሞን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር…

ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላምናን ናፅነትና ዝዳፋእ ዝኾነ ይኹን ናይ ወፃኢ ሓይሊ ብሓባር ብምምብርካኽ ሓድነትና ሓሊና ክንነብር ክኢልና ኢና ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀስላሴ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ታዬ መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን…

ልዕሊ 575 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎመ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 575 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎመ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲታት ህንፀት፣ ቡን፣ ጥራምረ፣  ጫት፣ መዐወንቲ እፃት፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲን…

ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ፀወታ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ሎሚ ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ንከካይድኡ ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ፀወታ ንኻሊእ መዓልቲ ከምዝተናውሐ ተገሊፁ። ምኽኒያቱ ድማ፥ ትማሊ ኣብ ከተማ ሊቨርፑል ብዘጋጠመ ኣውሎ…

ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ክልል ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይን ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ መዕበይ ግንዛበ ኣሳሊጦም።…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝስርሑ ሓበራዊ ዕማም ልምዓታዊ ስራሕቲ  ሓበራዊ ትልሚ ከም ዝጠልብ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ኢንዳስትሪ ግዚያዊ ምምሕዳርን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራትን ክልል ትግራይ ሓቢሮም ንክሰርሑ ዘኽእል ሓበራዊ ትልሚ 2017 ዓ/ም ከቲሞም። ከልቲኦም ትካላት ነንባዕሎም ተደጋጊፎም መፍረይቲ ዘጋጥምዎም ፀገማት ብምፍታሕ ዕብየት ማኒፋክቸሪንግ…

ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብረርቲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 450 ሞያተኛታት ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ተወካሊ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሓላፊ ዓውዲ ፋይናንስን ኣዳሙ ታደለ፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት…

መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ  ቴዎድሮስ ምሕረት፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሳነ ምምሕዳር…