ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ፥ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሸገርን ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋን ይካየድ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ፥ ህዝቢ ብብዝሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ፥ ሓላፊ ዓውዲ ርእዮተ-ኣለምን ፖለቲካን ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ዲሞክራሲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)ን ሓላፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ምክያድ ጀሚሩ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ መልላእ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ብበዝሒ ወፂኦም ይሳተፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ-መንግስቲ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መልላእ ሃገር ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናብ ፈልሲ መትከሊ ከባቢታት ይጓዓዙ ኣለዉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ፥ ሎሚ ዝካየድ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምትካል ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ክካየድ ኢዩ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መልላእ ሃገር መርሃ ግብሪ ምትካል ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ክካየድ ኢዩ። ሎሚ ካብ ሰዓት 12 ንጎሆ ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ምድላዎም ምዝዛሞም ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ኣብ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣ ሶለል ንሰሜን ኢትዮጵያ ዘድምቓ ዘድንቕ ገፀ በረከት ወርሒ ነሓሰ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ኣሸንዳ፣ ኣሸንድዬ፣ ሻደይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ፓኪስታን ናብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ከምዝፅምበሩ ኣፍሊጦም። ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክካየድ ኢዩ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ…