ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።…
ጥዕና ቀረብ ሕክምና ኦክስጅን ንምምሕያሽ… mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብብርኪ ሃገር ዘለው ኣፍረይቲ ሕክምና ኦክስጅን ቁፅሪ 85 በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ ኣወሃህባ ሕክምና ኦክስጅን ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልላትን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን…
ስፓርት ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ – ምሁራት mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ መራፅቲ ንተኣማንነት መረፃ እጃሙ ልዑል እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መረፅቲን ሕፁያትን ስርዓት ዲጂታል ምዝገባ ከይዲ ሓፈሻዊ መረፃ ተግባራዊ እናተገበረ ይርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ውሕጅ ብግቡእ ብምምሕዳር ድሕንነት ዜጋታት ብምሕላው ንልምዓት ምውዓል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ተፋሰስ ጊቤ ኦሞ ሓጓፍ ሽንጥሮ ጠመተ ዝገበረ ንውሕጅ ተጋላፅቲ ዝኾኑ ኩነታት ንምክልኻል ስራሕ…
ስፓርት ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ንምፅናዕ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ወለጋ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባታት ወለጋ ዘካየዱዎ ዑደት ሰላም እቲ ከባቢ ምምሕያሹ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ተሬቻ ባልቻ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባታት ቄለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ወረዳ ሳንኩራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። መተሓባበሪ ዋና ከይዲ ስራሕ ፖሊስ ትራፊክ ወረዳ ሳንኩራ ሳጂን ኣብዱልሽኩር ሃምዳላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዕላዊ ዑደት ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል…