ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል፤ ማእገር ህዝቢን ዘይብዳህ ዘብዒ ሰላምን Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሉኣላዊነትን ድሕንነትን ሓንቲ ሃገር ዝረጋገፅ ብጥንኩራት ትካላት፣ ብዝተወደበ ዓቕሚ ምክልኻል፣ ብሓገዝ ህዝቢን ወታደራዊ ድልውነትን እዩ። ዘብዒ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ዝኾነ ሰራዊት ምክልኻል እውን ማእገር ህዝቢ፣ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐ፣…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊድስ ዩናይትድን ማንቼስተር ዩናይትድን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብቲ ፀወታ ብራያን ምቡሞ ንማንቼስተር ዩናይትድ መሪሕ ዝገበረት ሸቶ ኣብ መበል 35 ደቒቕ እንተመዝግብረ፤ ዶሚኒክ ካልቨርት ሉዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓቂ ኢትዮጵያን ምስክርነት ማርኮ ሩቢዮን Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ዝፍፅሙ ሓይልታት ከም ዘለዉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ተመጣጣኒ ምላሽ እናሃበ ከም ዝርከብን ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ኣብ ሜሪላንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምኽረ ሓሳባት ንምትግባር ዘለዎ ድልውነት ምግላፁ ንውፅኢታውነቱ መሰረት እዩ – መስፍን ኣርኣያ (ፕሮፌሰር) Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሃገራዊ ምርድዳእ ዝሕግዙ ምኽረ ሓሳባት ንምትግባር መንግስቲ ድልውነቱ ምግላፁ መሰረት ውፅኢታውነቱ እዩ ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቶም ኮሚሽነር ከም ዝበልዎ፤ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ታሪኾም…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማራቶን ምስተርዳም ቲሲኤስ 2026 ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ቀዳማይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም። ብመዳይ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሚ ብርሃኑ ብ2 ሰዓት 3 ደቒቕን 33 ሰከንድን ብምዝዛም ናይቲ ውድድር ተዓዋቲት ኮይና።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ኣነባብራ ነበርትና ንምምሕያሽ ብትግሃት እንሰርሕ ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩነታት ኣነባብራ ነበርትና ንምምሕያሽ ብትግሃት ንሰርሕ ኣለና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣበበ። እተን ከንቲባ ሎሚ መዓልተ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃንፀ መንበሪ ገዛ በጎነት ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣረኪበን። ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ትንበያ ዕብየት ኢኮኖሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተቐራረበ ትንበያ ኣይ ኤም ኤፍ ምስ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 8፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ብ10 ነጥቢ 2 ሚእታዊ ከም ዝዓቢ ዘቐመጦ ግምት ምስ ትንበያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣዝዩ ዝተቐራረበ እዩ። ኣይ ኤም ኤፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መደመር ካብ ጫፍ ኣባይ ክሳብ ኣቪዬሽን ከተማ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪኽ ኩሉ ግዜ ብተረኽቲ ጥራሕ ኣይፅሓፍን፤ ሓደ ሓደ ግዘ ብዓበይቲ ማሽነሪታት፣ ብፅንዓት ኮንክሪትን ብሓባራዊ ረሃፅ ህዝቢን እውን ይትረኽ እዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ናይታ ኣህጉር ካርታ ንግዲ፣ ጉልበትን ታራንስፖርትን ናይ ምቕያር ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ሜላ ኣነባብራ ምስ ምዕባይ መፍረያይነት ዘተኣሳስር ኣምር መደመር Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ብዝወሰዶ ስጉምቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኣሎ። ኢትዮጵያ ለውጢ ክሊማ ንምፅዋርን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብምጥንኻር መፍረያይነት ሕርሻ ብዝለዓለ ደረጃ ወሲኹ እዩ። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ተወካሊት 22 ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ን22 ሃገራት ኣፍሪካ ዝውክል ጉጅለ ኣፍሪካ ምድብ ሓደ፣ ምክትል ዳይሬክተር ፈፃሚት ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ገዛእቲ ብሄራዊ ባንኪ ሃገራት እቲ ምድብ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ንኢትዮጵያን ነቲ ምድብን ወኪሎም ኣብቲ ቦታ…