Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ዘተ ንኢትዮጵያን ህዝባን ዓወት ዘርኣየ ታሪኻዊ ፍፃመ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምህናፅ ሃገረ መንግስቲ ሓባራዊ ፃዕርን ምርድዳእን ዝሓትት ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ውፅኢት ብዙሓት ከይዲታት እዩ። ካብዞም ወሰንቲ ግደ ዝፃወት ድማ ዘተ እዩ፤ ዘተ ቂምን ቁርሾን ብምፍታሕ፣ ምፅጋን ቁስልታት ታሪኽን መበገሲኡ እዩ። ብብዙሕ ከይዲ…

ማሕበራዊ ምትእስሳር ዘጠናኽር ኣገልግሎት ወለንታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ወለንታ ማሕበራዊ ምትእስሳር ሓንቲ ሃገር ዘጠናኽርን ሓድነት ክብሪ ምትሕግጋዝ ዜጋታት ዘጎልብትን መገዲ ቅንዕና እዩ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘለቶ ንእሽተይ ፍልጠት፣ ግዘ ወይ ጉልበት፣ ህይወት ካልእ ሰብ ብምሉእ ንምቕያር ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ።…

ሊቨርፑልን ኖቲንግሃም ፎረስትን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2 ተፈላሊየን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ኣንፊልድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት ኣሌክሳንዳር ኢሳክን ሙኞዝን…

ፃምእ ኲናት እታ ጋዜጠኛን ድሑር ያታ ካይሮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ብብዙሓት ጂኦ ፖለቲካዊ ቅልውላዋት እናተሓመሰት ኣብ ትርከበሉ እዋን፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሽም ጋዜጠኝነት ዝተራእየ ዘሕዝን ተግባር ኣዘራራቢ ኮይኑ ይቕፅል ኣሎ። ኣመሪካዊት ጋዜጠኛ ሃድሊ ጋምብል ኣብ “ዘ ናሽናል ኒውስ” ዝተብሃለ ሚድያ ምስ…

ኤር ፖሊስ ናይ ኩሉ እዋን ድልውነት ሰራዊት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀነራል ይልማ መርዳሳ ኤር ፖሊስ ናይ ኩሉ እዋን ድልውነት ሰራዊት ብዝበለፀ ከጠናኽር ይግባእ ኢሎም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ ኤር ፖሊስ ብምርካብ መምርሒ…

ካልኣይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግበሪ ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ እዮም። ብመሰረት እዚ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ከምኡ እውን ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦም ፀወታ ብዙሕ…

ፕረዚደንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕረዚደንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ታይላንድ ሲሓሳክ ፉዋንግኬትክየው ተዛቲዮም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምኡ እውን ንታሪኻዊ “ተበግሶ ታይላንድ–ኣፍሪካ” ብዕሊ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይብሎም ኣመሓላለፍቲ ትካላትን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይተውሃቦም ትካላት ኣመሓላለፍቲ ገንዘብን ዕላዊ ገይሩ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፤ ሕብረተሰብ፣ ኣባላት ዲያስፖራን ዓማዊልን ፍቓድ ዘይብሎም ተወከልቲ ምትሕልላፍ ገንዘብን…

475 ነጥቢ 7 ሚልዮን ዶላር ኣታዊን ታሪኻዊ ምዕራፍ ዕቤትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እትኽተሎ ዘላ ልምዓት ንፁህን ዝሕደስን ሓይሊ ካብ ውሽጣዊ ጠለብ ሓሊፉ፣ ንኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር እቲ ዞባን ንእቶት ሸርፊ ወፃኢን ወሳኒ ግደ እናተፃወተ ምምፅኡ ብተግባር ይረአ ኣሎ። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2018 ሓይሊ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ…

ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ናይ ሪፎርም ስጉምቲ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤት እታ ሃገር ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ናይ ሪፎርም ስጉምቲ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤት እታ ሃገር ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎ ኢሉ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)። ኣብ መንጎ ሚኒስቴር እቶት ኢትዮጵያን ተወከልቲ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)ን…