Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ቡን ኢትዮጵያ ናይ ምፍላጥ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ

እቲ ኮንፈረንስ መንፈስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ዘንፀባርቕ ኢዩ - ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ዝርከብ ኮንፈረንስ ምትሕብባር ንግዲ ቡን ቻይና-ኢትዮጵያ መንፈስ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት…

ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ናይ ማንቼስተር ሲቲን ሸቶታት ሬንደርስን ሼርኪን እንተመዝግቡ ኖቲንግሃም ንፎረስት ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ሁቺንሰን አመዝጊቡዋ፡፡…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ኣብ ግምት ዘእተወ ክኸውን ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኤግዚቢሽንን ፎረምን ምንቅስቓ ብኽለት ኢትዮጵያ 2025 ተጀሚሩ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትሩ ኣብቲ…

ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላዩ ሽመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ፡፡ ንዝሓለፉ ክል መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ እንትካየድ ዝፀንሐ እቲ ቤት ምኽሪ፤ ሎሚ መዓልቲ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ…

ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ  እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን። ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ብኹሉ መዳይ ባህሊ ፈጠራ ስራሕ ብምስራፅ ቀፃሊ ዝኾነን ቅልጡፍን ዕቤት ጋህዲ ንምግባር ኢንተርፕረነርሽፕ ቁልፊ መሳርሒ ኢዩ። ሎሚ ሪቒቕ ፖሊሲ ልምዓት ኢንተርፕረነርሽፕ ፌዴሪኢ ብዝምልከት ምስ ኣባላት ዲጂታል ካውንስል ብመርበብ ሓበሬታ ልዝብ ኣካይድና። ፖሊሲ…

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንጄፒኤስ ቴሌቪዥን መጠንቀቕታ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንጂሰስ ፕሮፌቲክ ስፕሪት ቸርች (ጄፒኤስ ቴሌቪዥን ጣቢያ) መጠንቀቕታ ሂቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃይማኖት ዘመሓላልፉዎም ትሕዝቶታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ ኣብ ሃገርና ናፅነት ሃይማኖትን…

ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትምህርቲን ፖለቲካን ስለዝተደበላለቑ ትካላት ትምህርቲ መሕለዊ ድሌት ፖለቲካ ተገይረን ፀኒሐን ኢየን ኢሎም ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፡፡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትምህርቲ ምስ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ…

ኣብ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምርሒ ፖሊስ ከተማ ሃዋሳ ዓመታዊ በዓል ንግሲ ቅዱስ ገብርኤል ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ ኢሉ። ኣዛዚ እቲ መምርሒ ኮሚሽነር ግርማ ማቴዎስ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝሉዎ፤ ኣጋይሽ ተቐቢሉ ንትእንድን እቲ በዓል ንግሲ ብድምቀት ንምኽባር…