ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቡሩንዲን ንሰላምን ምዕባልን ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዝተኣሳሰራ ኢየን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ፕሬዚዳንት ቡሩንዲን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ እዋንን ኢቫሪስት ንዲያሺሚዬ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…