ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ጣሊያን ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ልምዓት ከባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ንምዕዋት ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ዝተፈራረሙ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጉስቲኖ ፓሌስንሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ…
ስፓርት ዕቤት ተሳትፎ ውድድራት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይዚ ዓመት ሓዊሱ ኣብ ታሪኻ ኣብ 15 ውድድራት ኦሊምፒክ ተሳቲፋ ኢያ፡፡ ፈላማይ ተሳትፎኣ ኣብ ዝኾነ መበል 16 ውድድር ኦሊምፒክ 12 ኣትሌታት ዘሳተፈት ኢትዮጵያ÷ ብውድድር ኣትሌቲክስ ቅብብል ዱላን ብስክሌትን ተኻፊላ ነይራ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ጋርዲያን ሽልድ ካብ ዕዳጋ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ዝኾነን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠን ጋርዲያን ሽልድ ዝተብሃለ ፍርያት መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣካይደዮ ብዝበሎ ኢንስፔክሽን ዕዳጋ÷ በዓል 6 ነዃል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ ንምፅዳቕ ኣብ ዝተሰናደአ ኣዋጅ ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ውሳነ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡- 24…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኾነ ይኹነ ኣቕራቢ ወርቂ ክፍሊት ዝፍፀም ዓለም ለኸ ዕለታዊ ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መዕደጊ ዋጋ ወርቂ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ ከምዝገለፆ÷ ብሄራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ መራሒ ሃማስ ኣብ ቴህራን ተቐቲሎም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መራሒ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኢል ሃኒዬህ ርእሰ ከተማ ኢራን ኣብ ዝኾነት ቴህራን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ሃኒዬህን ሓደ ሓላዊኦምን ድሕሪ በዓለ ሲመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኢራን መስኡድ ፔዜሽኪያን፤ ዓሪፎምሉ ኣብ ዝነበሩ ገዛ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትንን ትካላት ደሕንነት ወፃኢ ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተወሰኑ ኣቕሑት ዝተነበረ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ ባንኪ ተሳዒሩ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብነዳዲ ዝሰርሓ ኣብ ታሪፍ መፅሐፍ ዓንቀፅ 87.03 ዝምደባ ሙሉ ብሙሉእ ተገጣጢመን ኣብ ዝቐረባ ኣውቶሞቢል ገዛን በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን ዝተነበረ እገዳ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝተረፉ ኣቑሑት ዝተነበረ ውሳነ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃ መግለፂ…
ስፓርት ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም…