ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ Desta Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ኤምባሲ ኬኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዘህነፆም 20 ኣባይቲ ንዓቕሚ ዘይብሎም ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ነቶም ኣባይቲ ኣብ ዝገበሮም ስነ ስርዓት ርኽከብ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን Desta Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል ሓላፍነት ኣለወን ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ። መበል 48 መድረኽ ዘተ ጉሚ በለል “ብሄራዊ ራብሓን መራኸብቲ ሓፋሽን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ… Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት…
ስፓርት ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ። እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ። ብዙሓት ህዝብታት ዓመት መፅአ 25 ታሕሳስ ዓ.ም.ፈ. ነቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ፍሉጣት በዓላት ሓደ ዝዀነ በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ይፅንብሉ። ብመሰረት እዚ…
ዝንቕ ፋና በዓል ልደት ተዛንዮም ዘብዕሉ ጃፓናውያን Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብታ ብዙሓት ክርስትያን ዘይኰኑ ሰባት ዝነብሩላ ጃፓን፥ በዓል ልደት ብኻልእ መገዲ እዩ ዝበዓል። መፃምድቲ ኣብ ክንዲ ምስ ስድራቤቶም በዓል ልደት ንበይኖም ከብዕሉ ይመርጹ። ጎደናታት ጃፓን ብመብራህቲ ልደት ይደምቁ፣ ኣብያተ መግብን ሆቴላትን…
ቢዝነስ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለና ሰፊሕ ናይ ሕርሻ መሬት ንምልማዕ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ በረዓኖን ጎዴን ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ግብርና ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ መጀመሪያ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ዝነበሩ ኣይተ ሓሰን ዓሊ ደሕሪ 29 ዓመታት ናብ ሃገሮም ሎሚ ተመሊሶም። ኣይተ ሓሰን ዓሊ ምስ ስድረኦም ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ ክኽበር ኢዩ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 15 ክሳብ 19 ጥሪ 2018 ዓ.ም ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ። ኣብቲ ሓይሊ ኣየር ኣዛዚ ቀዳማይ ምድብ ኣየርን ኣተሓባባሪ እቲ በዓልን ብ/ጄነራል ብሩክ ሰይፉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ዘተ ስለኢትዮጵያ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከበላ ጎባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ጌታቸው ረዳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…