ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ንምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም እቲ ዞባ ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተሰማሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ሰላም ኣብ ምርግጋፅ ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተሰማሚዖም፡፡
ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልምዓት በይነ-መንግስታት (ኢጋድ)ን ኣብ ምርግጋጽ…