Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም – ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም  ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተመራማሪ ዝኾኑ ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)። እቶም ተመራማሪ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ባህሊ ፖለቲካ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ልደት ፈረንጂ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መልላእ ዓለም በዓል ልደት ንዘኽብሩ ስድራታት ኢትዮጵያ…

ሰለስቲኦም ኣንፈታት ትኹረት መንግስቲ

መንግስቲ ከየዲ ህንፀፅ ሃገር ንምፅናዕን ኩለመዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ጉዳያት ትኹረት ገይሩ እናሰርሐ ይርከብ፡፡ ዲሞክራሲ ምህናፅ፣ ትካላት ምጥንኻን ብጄራዊ ምርድዳእ ምፍጣርን፡፡ እዞም ሰለስተ ዓምዲታት ሃገራዊ ሓድነት፣ ሰላምን ምዕባለን፣ ከምኡ እውን ዜጋታት ኣብ…

ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን…

መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእ ይፍፅም ኣሎ – ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ዓልየት ምጥፋእን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን ይፍፅም ኣሎ ኢሎም ኣቦ ወምበር ውድብ ዴሞክራሲ ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ኢብራሂም ሃሩን። እቶም ኣቦ ወምበር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ መንግስቲ…

ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ኣሸብር ውሮ ብፍፁም…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጣቢያ ሕፃፅ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዛት ብዝምከት ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ዞባ ኣስገደ ወረዳ ሕፃፅ ኣብ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ጣቢያ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣብቲ መግለፂ መንግስቲ ኣብ ግዝያዊ…

ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስትራተጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ውፅኢታዊ ዝኾነ ስርዓት ምሕደራ ሓበሬታ ክህልው ክግበር እዩ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)፡፡ ስትራቴጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030…

ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዘርኢ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ። ሕብረተሰብ ምድላው መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብመርበብ ሓበሬታ  etaf90years.com ሓፈሻዊ ሓበሬታ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 2025 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ኣብ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ዕለት ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ቡርኪናፋሶን ኢኳቶሪያል ጊኒን ቀት ሰዓት 9:30…