ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ በዓል ኣሸንዳ ብልገሳ ደምን ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ በዓል ማርያን ኣሸንዳን ብልገሳ ደምን ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን እናኽበራ ከምዝኾና ርኢቶአን ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ዝሃባ ጎራዙ እታ ከተማ ገሊፀን።
ዕዱማት ጎራዙ በዓል ኣሸንዳ፣ እቲ በዓል ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ደም…