ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዘዛምድ ሓበራዊ ያታ የድሊ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣይተ ኣደም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ስምምዕነት ሰነድ ምትሕብባር 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ዶላር ከቲመን። መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንልምዓት ዓውዲ ጥዕና ዘውዕል ደገፍ 1 ነጥቢ 16 ቢሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ምትሕብባር ንሓሙሽተ ዓማውቲ ንመጠናኸሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዝደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ልዕሊ 27 ቢሊየን ብር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሞም፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ፊርማ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝበሉዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብብርኪ ዓለም ልዑል ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኢትዮጵያ መፂኦም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ… Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 መካተቲ ዕቤትን ፈጠራን ቴክኖሎጂ ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሙሉቀን ቀሬ፡፡ እቶም ሚኒስቴር ዴኤታ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2030 ኣብ ዝገበሩዎ ገለፃ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እዋን ናብ እዋን ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተሰርሑ መካተቲን ኣሳታፊን ስራሕቲ ትካላት ፌዴራል ንኢትዮጵያ እናመሰሉ ዝመፅኡሉ ኩነታት ተፈጢሩ…
ቢዝነስ ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ክፍሊት ፈጢሞም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 33 ሺሕ ከፈልቲ ግብሪ ፌደራል ብሞላ ኤሌክትሮኒክስ ኣቢሎም ክፍሊት ፈጢሞም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ እቶት ዳዊት ውብሸት፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፤ ዳታ መሰረት ዝገበረ ስርኣት ኣተኣኻኽባ እቶት ንምህናፅን ዲጂታላይዜሽን ጋህዲ ንምግባርን…
ቴክኖሎጂ ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ኣሽከርካሪን ተሸከርካሪን ኣዲስ ኣበባ ምስማዕ ንዝተስኣኖም ዜጋታት ስልጠና መንጃ ፍቓድ ምሽክርካር ምሃብ ኣጀሚሩ። ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ደሳለኝ ተረፈ (ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ናይ ነዊሕ እዋን ሕቶታት ፍትሓውነት…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም Desta Dec 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሞሮኮ እተኣናግዶ ኣብ ዘላ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ቤኒንን ሰዓት 9፡30 ክራኸባ ኢየን። ሰዓት 12 ድማ ሴኔጋልን ቦትስዋናን ኣብቲ ምድብ ናይ መጀመሪያ…