Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ሎሚ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። ኣብቲ ክፍለ ከተማ ወረዳ 11 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ቤተክርስቲያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብቶም ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ ካልኦት ሰባት እውን…

ኣንፈት ውግእ ዝቕይር፤ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብህዝባዊነቱ፣ ብስነ-ምግባሩን ሃገር ከይተደፈረት ብሓቦን ብቕዓትን ዓብዪ ታሪኽ ዝፀሓፈ ትካል ህዝቢ እዩ። እቲ ሰራዊት ሰላምን ድሕነትን ዜጋታት ከምኡውን ዶብን ሉዓላዊነትን ሃገር ብፅንዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ…

ቼልሲ ዓመተ ውድድራ ብደርቢ ምዕራብ ለንደን ክጅትምር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ ውድድር 2026/27 ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ካብ ሜዳኣ ወፅእ ምስ ፉልሃም ክትገጥም እያ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ክረምቲ ሓደሽቲ ኣሰልጠንቲ ብምሻመን፤ እቲ ዓመተ ውድድር…

ኣብ ስዑዲ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 2 ሺሕን 494 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ማሕበራዊ ጉዳይን ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሰሙን ብዝተኻየዱ 12 ዙር በረራታት ዝተመልሱ 2 ሺሕን 312 ደቂ ተባዕትዮ፣…

ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቀዳማይ ሰሙን ፀወታ ሊቨርፑልን ኒውካስል ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡ ናይ ኒውካስል ሸቶታት ኣንቶኒ ኢላንጋን ጆሴፍ ዊሎክን እንተመዝግቡ÷ ብወገን ሊቨርፑል ድማ ኮዲ ጋክፖን ዶምኒክ ስቦዝላይን…

“ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪኡና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ” – ፕሬዝደንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዝደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያን ህዝባን ካልኦት ሃገራት ብዝሪእዩና መዕቀኒን ብራኸን ንርእስና ክንርኢ እላቦ ክብሉ ንመላእ ኢትዮጵያውያን ፀዊዖም። ካብ 8 ሓምለ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ዝፅንሐ ሃገራዊ ጉባኤ ዘተ፤ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ…

ኢትዮጵያ ቱሪዝም ስትራቴጂካዊ ዓውዲ ምትሕብባር ብሪክስ ንኽኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዉዋ ፀጋታት ቱሪዝምን ስፖርትን ንዓለም ኣብ ምልላይ ኣብ ዘፈራት ቱሪዝምን ስፖርትን ሓዱሽ ምዕራፍ ዝኸፍት ስትራቴጂካዊ ፃውዒት ኣብ መድረኽ ብሪክስ ኣቕሪባ። ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ጃይፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሚኒስተራት ቱሪዝምን ጉባኤ…

ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንቦርንማውዝ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ብሓዱሽ ኣሰልጣኒ ትምራሕ ማጋንታ ንቸስተር ሲቲ፤ ንቦርንማውዝ ብምስዓር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ፈላማይ ዓወታ ኣመዝጊባ። ማርከስ ታቨርኒየር ኣብ…

ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ኣርጀንቲና ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቦነስ ኣይረስ ክብረ ወሰን ፍርቂ ማራቶን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ። ዮሚፍ ነቲ 21 ነጥቢ 1 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት 56 ደቒቕን 51 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም እዩ…

ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው ድሉዋት ኢና – ተመረቕቲ ኮማንዶታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝወሃበና ሃገራዊ ግቡእ ብውፅኢታውነት ብምፍፃም ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ድሉዋት ኢና ኢሎም ካብ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ዝተመረቑ ኮማንዶታት መሰረታዊ ኮርስ ፅንዓት። ማእኸል ስልጠና እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ንመበል 45 ዙር…