ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል
አዲስ አበባ፣ ታሕሣሥ 12፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሓይሊ ኮማንዶ ኣፀገምቲ ኦፕሬሽናት ብፍልጠትን ጅግንነት ዝፍፅም ኢዩ ኢሎም ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡
ኣካዳሚ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፖሊስ…