Fana: At a Speed of Life!

ምድላው ውግእ ሰራዊትን ተበፃሕነት ጥዕናን ክብ ንምባል ዘኽእል ሪፎርም ተኻይዱ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምድላው ውግእ ሰራዊት ምክልኻል ንምርግጋፅ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ጥዕና ምሃብ ዘኽእል ኩለ መዳይ ሪፎርም ተኻይዱ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ፓዲያት ምክልኻል ሃገር ግሩፕ ኣገልግሎት ጥዕና መስ…

ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 5፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሓረስቶት ዝግበር ተበፃሕነት ዲጂታል ስርዓት ንምሕያልን እቶት ንምስሳንን ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ልዝብ ኤክስቴንሽን ብሄራዊ ዲጂታል ግብርና ኢትዮጵያን ፎረም ኣገልግሎትን ተሳሊጡ።…

ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ- ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ ኢላ ኢራን። ቴህራን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓያል፣ ድልውቲን ብቐሊሉ ዘይትድፈርን ኮይና ኣሉ ኢሉእቲ ሰራዊት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ። ኢራን…

ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ…

ልምዓት ፎረም ኣፍሪካ ስርዓታት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ንዘላቒ ምትእስሳር ዕድል ስራሕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ትምህርቲ ምስ ድሌታት ዕዳጋ ምትእስሳር ዘላቒ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ወሳኒ እዩ ኢለን ምክትል ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣሚና መሓመድ። ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ዲቨሎፕመንት ኢምፓክት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…

ኣብ ስዑዲ ዝተኣሰሩ 1655 ኢትዮጵያውያን ኣዋጅ ምሕረት ተዋሂብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝነበሩ 1655 ኢትዮጵያውያን ፍርዶም ድሕሪ ምቁራፅ ይቕሬታ ከምዝተገብረሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ነቶም ኢትዮጵያውያን ዝተገብረ ይቕሬታ ውፅኢት ናይቲ ሚኒስቴር ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ርያድን ዋና…

ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግማይ ምሉእ ብምሉእ ዓፅያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ቴህራን መፃብቦ ሆርሙዝ መሊሳ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ። በዚ መሰረት ሰራዊት ኢራን መፃብቦ ሆርሙዝ ሙሉእ ብሙሉእ ክዕፆ ወሲኑ ምንቅስቓስ መራኽብ ነዳዲን ንግዳዊ መራኽብን ደው…

ረቂቕ በጀት 2019 በጀት ዓመት 2 ነጥቢ 339 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2 ነጥቢ 339 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ረቂቕ በጀት ዓመት 2019 ዘተ ይካየደሉ ኣሎ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ እቲ ረቂቕ በጀት መግለፂ ናብ ባይቶ ኣብ ዘቕረበሉ እዋን፤ እቲ በጀት መንግስቲ ዝሓዞም ትልምታት…

ዳግማይ ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዝራኸባ ብሄራዊ ጋንታታት – ሜክሲኮን ደቡብ ኣፍሪካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ዘሰናእዎ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ ምሸት ብዕሊ ምክያድ ክጅምር እዩ። እዚ ብሃንቀውታ ዝተፀበናዮ ዋንጫ ዓለም ኣብ ታሪኽ ንፈለማ እዋን ሰለስተ ሃገራት ነዚ ውድድር ከተኣናግዳ እየን። መርሃ ግብሪ…

ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ ሃገራዊ ራኢና ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ መዛዘሚ ጉዕዞና ዘይኮነስ፣ ሃገራዊ ራእይና ብዝያዳ ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ሰለስተ ዓመት ክዕወት ተሓሲቡ…