መራሕቲ ኣፍሪካ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም – ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ መርሃ ግብሪታት ውህደትን ምትሕብባርን ክጠናኸሩ ኣለዎም ኢሎም፡፡
መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ምርግጋፅ ማይን ኣተሓሕዛ ስርዓት ፅሬት፤ ምዕዋት ዕላማታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል…