ቢዝነስ “ኢቲቱ” ዝተብሃለ ፀባ ከርግእ ዝኽእል ፕሮ ባዮቲክ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Jun 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ብባዮ ቴክኖሎጂ “እቲቱ” ዝተባህለ መርግኢ ፀባ ፕሮ ባዮቲክ እርሾ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ነቲ ሓድሽ ውፅኢት መፅናዕቲ ዝገለፀሉ ሎሚ ዝካየይ ዘሎ መዓልቲ ዓለም ፀባ ምክንያት ብምግባር ኣብ…
ስፓርት ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተፈላለያ ሃገራት ዝውክሉ ኣቦን ወድን… mizan mekonen Jun 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ፅዋዕ ዓለም 2026 ወዲ ሉካ ዚዳን ንኣልጀርያ ወኪሉ ክሳተፍ እዩ። ኣቡኡ ዚነዲን ዚዳን ቅድሚ ሕዚ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወርቃዊ ዘመን የስተማቕር ነይሩ። ዚዳን ዝብል ስም ኣብ ኩዕሶ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሰሜን ኮርያ ኣትዮም mizan mekonen Jun 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ድሕሪ 7 ዓመታት ንፈለማ እዋን ዕላዊ ዑደት ንምክያድ ሰሜን ኮርያ ፒዮንግያንግ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ፒዮንግያንግ ዝገብርዎ ዘለው ዑደት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጉጅለታት ዕጡቕ ምንም ዓይነት ርክብ ኣይብልናን-ኦብነግ mizan mekonen Jun 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ግንባር ነፃነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቕ ሓይሊታት ምንም ዓይነት ርክብ ኣይብለይን ኢሉ።ኦብነግ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብሰለማዊ መገዲ ፖለቲካ ከምዝንቀሳቐስ ገሊፁ።ቅድም ክብል ምስ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝለዓለ ብርኪ ልእኽትኡ ይዋፃእ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Jun 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝለዓለ ብርኪ ልእኽትኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ሕፁያት መኮንናት ሑርሶ ሎሚ መበል 27 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮነናት ኣመሪቑ። ፊልድ…
ስፓርት 638 ኣትሌታት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ዝሳተፍሉ ውድድር… mizan mekonen Jun 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 19 ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝጅምርን ዝዛዘምን እዚ ውድድር 638 ኣትሌታት፣ 455 ደቂ ተባዕትዮን 183 ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፉ እዮም። እዚ ውድድር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖታዊ ትካላት ንዝኾነ ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክኾኑ ኣይግባእን – ሚኒስቴር ሰላም mizan mekonen Jun 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ትካላት ሃይማኖት ንዝኾነ ይኹን ፖለቲካ ኣጀንዳ መፈፀሚ ክውዕላ የብለንን ኢሉ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። እቲ ሚኒስትር እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዞባ አርሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ mizan mekonen Jun 6, 2026 0 24 ግንቦት 2018 ንጉሆ፤ ጩራታት ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ነዋሕቲ ኣኽራናት ኢትዮጵያ ከይተበተነን ፀልማት ከይወረደን ኢትዮጵያውያን ነዊሕ ሪጋ ሒዞም ተሰሊፎም። ኣብ ጅማ፣ ድሬዳዋ፣ ሃዋሳ፣ ባህርዳር፣ ከምኡ እውን ሽሞም ኣብ ዓለም ለኸ ጋዜጣዊ ዜና ፈፂሙ ክወፅእ ዘይክእሉ ከተማታትን መንደራትን፤ ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ – ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝነበረ ተሳትፎን ተበግሶን መረፅቲ ንህንፀት ሰርዓት ዴሞክራሲ ልዑል ተስፋ ኢዩ ኢሉ ፌዴሬሽን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፌዴሬሽን ገነት ስዩም ከምዝበለኦ፤ እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ትምህርቲ ምምራፅን ምዕዛብን…
ስፓርት ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ mizan mekonen Jun 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ። ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን…