ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ ሃገራዊ ራኢና ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዲጂታል ዓለም ዝጀመርናዮ ታሪኻዊ ምዕራፍ መዛዘሚ ጉዕዞና ዘይኮነስ፣ ሃገራዊ ራእይና ብዝያዳ ንምቅልጣፍ መበገሲ እዩ ኢሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ሰለስተ ዓመት ክዕወት ተሓሲቡ…