Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት…

ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ንኢንዱስትሪ ምስግጋር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስግግር ኢንዱስትሪ ንምርግጋፅ፣ ማዕቀፍ ፖሊሲ ዞባ ናፃ ንግዲ ኣህጉር ክቀላጠፍ ከምዘለዎ ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣፍሪካ ዞባ ናፃ ንግዲ ተግባራዊ ብዝተገበረ ሓሙሽተ ሃገራት ዝተረኽበ ውፅኢት ብምግምጋም ናብ ካልኦት…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ቀዋሚ ውክልና ክህልዋ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6፣ ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ቀዋሚ ውክልና ክህልዋ ይግባእ ኢሎም መራሕቲ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪካ። ትማሊ ኣብ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዘትዮም። ኣብ ዘትኦም ኢጋድ ብዝበለፀ ክጠናኸር ኣብ ዝኽእለሉ ጉዳያት ዙርያ ምዝታዮም…

2 ነጥብ 3 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ናብ ሃገር ምስሓብ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ናብታ ሃገር ከምዝሰሓበ ተገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዓውዲ…

ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጀንዳታት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ውሽጢ ሃገር፣ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ፣ ኣብ ዘበናዊ ፍሊያት ዞባታት ኢኮኖሚ፣ ናይ…

ጉባኤ ኣፍሪካ ጣሊያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ጣሊያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክካየድ ኢዩ። ጉበኣ ኣፍሪካ ጣሊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ፤ ኢትዮጵያ ንኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ንምትእስሳር ዘለዋ ዓቕሚ ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 48 ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡፡ እቲ ኣኼባ “ምርግጋፅ ዘላቒ ቀረብን ፅሬትን ማይ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ክካየድ ፀኒሑ፡፡ ኣባል ሃገራት…

ዓወት ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምቕፃል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕባባር ክሰርሕ እየ – ባንኪ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ዓለም ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ዓወታት ቀፃልነት ንምሃብ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምሕዝነት ብምጥንኻር ክቕፅል እዩ ኢሎም ማኔጂንግ ዳይሬክተር እቲ ባንኪ ኣና ቤርዴ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር እቲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሶቶ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሌሶቶ ንቶሜንግ ማጃራ መበል 39 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስበፅሓ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል…