Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል መሰልጠኒ ኣመራርሓ ስራሕ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ቢሾፍቱ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮጵያ ምስ ጉዕዞ ብልፅግና ሓቢሩ ዝስጉም ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ህንፀት ፕሮጀክታት፣ ክፍሊታት ስልጠናን ምንቅስቓስ ስራሕን…

ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ እዩ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ፓርክታት ኣብ ዝስራሕ ሓለዋን ልምዓትን ስራሕ ዝበረታታዕ ለውጢ ይምዝገብ ኣሎ ኢለን። ንሓለዋ ተፈጥሮ ሃፍቲ ክብሉ ህይወቶም ዝህቡ ሬንጀራት ንምሕሳብ ብብርኪ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሬንጀራት ኣብ ብሄራዊ ፓርክ…

ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ – ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)። ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሻውዓይ ዙር መረሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…

ፓርቲታት ብዘላቒ ህንፀት ሰላም ግደ መሪሕነት ክዋፅኡ ይግባእ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ፓርቲታት ፖለቲካ ብዘላቒ ህንፀት ሰላም ግደ መሪሕነት ክዋፅኡ ይግባእ ኢሎም፡፡ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር " ሰላም ብምፅናዕ ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ስርዓት ንምህናፅ ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብታ ኣህጉር ዘጋጥሙ ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምልዋጥ ዘይብዳህን ዘላቒ ስርዓት ምግቢ ንምህናፅ እናሰርሐት ትርከብ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ሕብረት ሉኣላዊነት ምግቢ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ጉበኤ መድረኽ ዘተ ሼፋት ኣፍሪካ…

ሚሊኒየምኣዳራሽ ብዘበናዊ መገዲ ክህነፅ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዲቨሎፕመንት ኣዲስ ፓርክ ወይ ብተለምዶ ሚሊኒየም ኣዳራሽ ምስቲ ከባቢ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ብዝጠዓዓም መልክዑ ብዘበናዊ መገዲ ክህነፅ እዩ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሚዩኒኬሽንን ፕሮሞሽንን ሚድሮክ ግሩፕ ሁናቸው ታዬ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ዲቨሎፕመንት…

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዘዕግቡ ዓወታት ኣመዝጊቡ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሰላምን ድሕንነትን ኣብ ምርግጋፅ ዘዕግቡ ዓወታት ተመዝጊቦም ኢሎም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ሃገራዊ ትልሚን ኣፈፃፅማ ስትራቴጂክ ትልሚ 5 ዓመትን…

መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ሃገርና ፓርቲታት ፖለቲካ ዘላቒ ሰላምን ባህሊ ዴሞክራሲን ንምድንፋዕ እጃሞም ኣጠናኺሮም ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ፡፡ "ሰላም ኣብ ምፅናዕ ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ሃገር ለኸ “ኮንፈረንስ ሰላም” ሎሚ ኣጀሚርና። ነዓና ንኢትዮጵያውያን ሰላም ማለት ልምዓት፣…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ኣመራርሓታት ሮተሪ ኢትዮጵያ ዘተን ምፍላጥን ኣካይዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለዎም፤ እቲ ትካል ብስነ-ምግባር፣ ጥዕናን ዝተፈላለዩ ዓውድታትን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ። እዚ…

ኢትዮጵያ ኣፍራይነት ብምዕባይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትሰርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ተግባራዊ ምምሕያሽ ስርዓት ምግቢ ካብ ኣፍራይነት ክሳብ ተረባሕነት ዕዉት ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢሉ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ማንደፎሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤ ኢትዮጵያ ፍኖተ-ካርታ ምግቢ…