ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ቦንጋ ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውዲ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ፈተናታት ናብ ዐድል ብምቕያር ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ልዑል ውፅኢት ምምዝጋብ ተኻኢሉ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)። ኣመመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን፣ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን… Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ኢዩ ኡሎም። ረቂቕ ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮጵያ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ናይ መጀመሪያ ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ ኢሉ። እቲ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምዝገባን ክረምታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር) Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ዓውዲ ልምዓት ገፀር እቲ ክልል ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)። ካብ ክልቲኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ለውጢ ብተግባር ዕላዊ ዝኾነ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት ህዝቢ ክልል ዓፋር… Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ተሳትፎ ፖለቲካን ተረባሕነት ፈትሓዊ ልምዓትን ህዝቢ ክልል ዓፋር ብተግባር ዕላዊ ኮይኑ ኢሎም። ‘ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታት ናይ ምድማር መንግስቲ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ህዝባዊ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ Desta Dec 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ሎሚ 11:00 ኣብ ሜዳ ክሪስታል ፓላስ ሜዳ ሴልኸርስት ፓርክ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲ ወሳኒ ዓወት ብምምዝጋብ…
ስፓርት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Dec 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኣብ ዝሓፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ። "ብስራታት ጉባ፤ ትሩፋታ መንግስቲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ…