ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይና ዘመዝገበቶም ዓወታት ካብ ጉዕዞ ምዕባለኣ ዘትርፋ ሓይሊ ከምዘየለ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዲኦ ከተማ…