ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ቦርድ ኣብ ዘካትዑ መረፃታት ክልላት ብዝምልከት ዝተመሓላለፈ ውሳነ ዕላዊ ገይሩ mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ መንግስታት ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣካታዕቲ ዝኾኑ ክልላት መረፃ ብዝምልከት ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ዕላዊ ገይሮም፡፡ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ግዘ ሰሌዳ ብዝምልከት…
ቴክኖሎጂ ድሕረ ክፍሊት ዓማዊል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ኣብ ብርኪ ፈተነ ይርከብ mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ድሕረ ክፍሊት ተረባሕቲ ዓማዊል ኣብ ዘለውዎ ኮይኖም ሒሳቦም ክፈልጥሉ ዝኽእሉ ኣሰራርሓ ብርኪ ፈተነ ኣጀሚሩ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ኣንዋር ኣብራር ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሓበራዊ ክፍፍል ኣታዊ 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ካብ ክፍፍል ሓበራዊ ኣታዊታት 71 ነጥቢ 33 ቢሊየን ብር ንክልላት ተመሓላሊፉ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብሚኒስቴር እቶትን ሚኒስቴር መዓድንን እናተተግበረ…
ጥዕና ረብሓታት ጥዕና ፆም…. mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያን ብሰዓብቲ እስልምናን ልዑል ትኹረት ዝውሃም እዋን ፆም ንርከብ፡፡ ፆም ብብዙሓት ህዝብታት ዝካየድን ብፍላይ ኣብ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ልዑል ቦታ ዝውሃቦ ተግባር ከምዝኾነ ኣቦታት ሃይማኖት ይምህሩ፡፡…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን mizan mekonen Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤቨርተን ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 5 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ። ድሕሪ 4 ተኸታታሊ ዓወታት ማዕረ ውፅኢት ተፈላልያ ዘላ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ናይ ዓወት ክትምለስ ናብ ሜዳ ክትኣቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣልኬሬጅ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረ ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኾነ ይኹን ግቡእ ድሉው ዝኾነ ጅግና፣ ብቑዕን ጥንኹርን ሰራዊት ተሃኒፁ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ብሄርን ፖለቲካን ነፃ ዝኾነ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ላዕለዋይ ሓይሊታት ጦር ኤታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይልታት ምክልኻል ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ጦር ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተ ኣጋጢሙ ኣብ ሓፂር ግዜ ንምውዳእ እዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኤሊት ፎርስ እንሃንፅ ኣብቲ ዞባ ኩናትን ግብረሽበራን ከይፍጠር፣ እንተድኣ ኣጋጢሙ ድማ ኣብ ሓፂር እዋን ንምውዳእ እዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። መበል 65 ዓመት ምስረታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግማይ ብኹርዓት ክጥጥዕ ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግም ክጥጥዕ ኣኽኢሉና እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ከንቲባ ኣዳነች ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምስ ስራዊት ምክልኻል፣ ሚኒስትሪ ባህልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉይ ወፍታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዘተኣማምን ንምፍፃም ድልው እዩ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ mizan mekonen Feb 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ብምድሪ፣ ኣየርን ባሕርን ዝህቦም ግቡእ ብዝተኣማምን ኩነታት ናይ ምፍፃም ብቕዓት ሃኒፁ እዩ ኢሎም ኣዛዛ ፍሉይ ወፍሪታት እዚ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ፡፡ መበል 65 ዓመት ምስረታ በዓል ፍሉይ ወፍታት እዚ ሰራዊት ምኽልኻል…