ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ሚዲያ ዓምዲ ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ብሄራዊ ልምዓት ብምዃኑ ብምግንዛብ ሓገዝ መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ሽልማት ሚዲያ ፓን-ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…